ሕብሪ ኣካዳሚ

ሕብሪ ኣካዳሚ ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ብቛንቋ ትግርኛ ብኦንላይን ብዙሓት ተምሃሮ ዘሰልጠነን ዘሰልጥን ዘሎን መኣዲ ፍልጠት እዩ።

እንህቦም ዓውድታትን ኮርሳትን

  • ዓውዲ  ማለት ዝተፈላለዩ ብሓደ ዝኸዱ ኮርሳት ኮይኖም ሓደ ሞያ ክትሕዝ ዘድልዩኻ ስልጠናታት ማለት እዩ።
  • ኮርስ ማለት ድማ ንጽል ስልጠና ማለት እዩ።

👉🏻 ዓውዲ ኮምፒዩተርን ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂን

        ስልጠናታት

  • Computer Basics
  • MS Offices
  • Networking and the Internet
  • Programming Basics

👉🏻 ዓውዲ Film making (ኣሰራርሓ ፊልም)

        ስልጠናታት

  • Photography Basics
  • Cinematography
  • Video Editing Basics
  • Advanced Video Editing
  • Visual Effects and Motion Graphics

👉🏻 ዓውዲ Graphic Design (ግራፊክ ዲዛይን)

        ስልጠናታት

  • Raster C. Graphic Design - Photoshop
  • Photo Editing and Compositing - Photoshop
  • Vector C. Graphic Design - Illustrator
  • Design Principles and Layout Design

👉🏻 ዓውዲ Wedding Photography (ናይ መርዓ ሰኣላይ)

        ስልጠናታት

  • Photography Basics
  • Photo Editing
  • Basic Video Editing
  • Advanced Photography (ተወሳኺ እዩ ግድን ኣይኮነን)

👉🏻 ዓውዲ Photography (ፎቶግራፊ)

        ስልጠናታት

  • Photography Basics
  • Photo Editing 
  • Advanced Photography

👉🏻 ዓውዲ Web Development (ምምዕባል ዌብሳይት)

        ስልጠናታት

  • HTML
  • CSS
  • JavaScript
  • WordPress

👉🏻 ዓውዲ English Language (ቋንቋ እንግሊዝ)

        ስልጠናታት

  • Level 1 
  • Level 2

🙏ዝኾነ ዘይተረድኣና ነገር ምስ ዝህሉ ፡ ኣብ ታሕቲ ቁጽሪ ተሌፎንና ኣሎ ብ ዋሳብ ጽሓፉልና ወይ ደውሉልና።

☝ንዝርዝር ሓበሬታ እቲ ክትመሃሮ እትደሊ ዓይነት ዓውዲ ወይ ስልጠና'ሞ ጽሓፈልና። ብዛዕባ ኣመሃህራን ግዜን  ክፍሊትን ምስ መምህር ብምርድዳእ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ብዝርዝር ክንጽሕፈልኩም ኢና።


 "ጽባሕ ከምትመውት ሓሲብካ ንበር ፡ መዋእል ከምትነብር ሓሲብካ ድማ ተማሃር" 
ማሃትማ ጋንዲ


ሕብሪ ኣካደሚ
contact.hbri@gmail.com
00256 707870242

Comments