ሕብሪ ኣካዳሚ
ሕብሪ ኣካዳሚ ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ብቛንቋ ትግርኛ ብኦንላይን ብዙሓት ተምሃሮ ዘሰልጠነን ዘሰልጥን ዘሎን መኣዲ ፍልጠት እዩ። እንህቦም ዓውድታትን ኮርሳትን ዓውዲ ማለት ዝተፈላለዩ ብሓደ ዝኸዱ ኮርሳት ኮይኖም ሓደ ሞያ ክትሕዝ ዘድልዩኻ ስልጠናታት ማለት እዩ። ኮርስ ማለት ድማ ንጽል ስልጠና ማለት እዩ። 👉🏻 ዓውዲ ኮምፒዩተርን ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂን ስልጠናታት Computer Basics MS Offices Networking and the Internet Programming Basics 👉🏻 ዓውዲ Film making (ኣሰራርሓ ፊልም) ስልጠናታት Photography Basics Cinematography Video Editing Basics Advanced Video Editing Visual Effects and Motion Graphics 👉🏻 ዓውዲ Graphic Design (ግራፊክ ዲዛይን) ስልጠናታት Raster C. Graphic Design - Photoshop Photo Editing and Compositing - Photoshop Vector C. Graphic Design - Illustrator Design Principles and Layout Design 👉🏻 ዓውዲ Wedding Photography (ናይ መርዓ ሰኣላይ) ስልጠናታት Photography Basics Photo Editing Basic Video Editing Advanced Photography (ተወሳኺ እዩ ግድን ኣይኮነን) 👉🏻 ዓውዲ Photography (ፎቶግራፊ) ስልጠናታት Photogra...